መዝሙር 34:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ פ [ፌ] 16 ንመዘከርታኦም ካብ ምድሪ ምእንቲ ኺድምስሶ ግና፡ገጽ የሆዋ ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።+ መዝሙር 138:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ልዑል እኳ እንተ ዀነ፡ ንትሑት የስተብህለሉ፣+ንዕቡይ ግና ካብ ርሑቕ ጥራይ እዩ ዚፈልጦ።+ መዝሙር 145:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ትምኒት እቶም ዚፈርህዎ የዕግብ፡+ኣውያቶም ይሰምዕ፡ የናግፎም እውን።+ ዮሃንስ 9:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ንኣምላኽ ዚፈርህን ፍቓዱ ዚገብርን እንተሎ፡ ንዕኡ ይሰምዖ እምበር፡+ ኣምላኽ ንሓጥኣን ከም ዘይሰምዖም ንፈልጥ ኢና።+
15 ኣዒንቲ የሆዋ ናብ ጻድቃን፡+ኣእዛኑ ኸኣ ንኣውያቶም ይሰምዓ እየን።+ פ [ፌ] 16 ንመዘከርታኦም ካብ ምድሪ ምእንቲ ኺድምስሶ ግና፡ገጽ የሆዋ ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።+