ዘዳግም 19:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 እቶም ፈራዶ ድማ ኣጸቢቖም ይመርምሩ፣+ እቲ ዝመስከረ ሰብ ከኣ ሓሳዊ ምስክር እንተ ዀይኑ፡ ንሓዉ ኸኣ ብሓሶት እንተ ኸሲስዎ፡ 19 ከምቲ ንሓዉ ኺገብሮ ዝሓሰበ፡ ግበርዎ፣+ ንኽፉእ ካብ ማእከልካ ኣርሕቆ።+
18 እቶም ፈራዶ ድማ ኣጸቢቖም ይመርምሩ፣+ እቲ ዝመስከረ ሰብ ከኣ ሓሳዊ ምስክር እንተ ዀይኑ፡ ንሓዉ ኸኣ ብሓሶት እንተ ኸሲስዎ፡ 19 ከምቲ ንሓዉ ኺገብሮ ዝሓሰበ፡ ግበርዎ፣+ ንኽፉእ ካብ ማእከልካ ኣርሕቆ።+