ምሳሌ 17:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ናይ ሓቂ ፈታዊ፡ ኵሉ ግዜ የፍቅር፣+ንግዜ ጭንቂ እተወልደ ሓው ድማ እዩ።+ ምሳሌ 18:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ንሓድሕዶም ክፉእ ዚጋበሩ ብጾት ኣለዉ፣+ግናኸ፡ ካብ ሓው ኣብሊጹ ዚለግብ ፈታዊ ኣሎ።+