መዝሙር 141:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ጻድቕ እንተ ዚወቕዓኒ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ምዀነ፣+እንተ ዚገንሓኒ፡ ኣብ ርእሰይ ከም ዘይቲ ምዀነ፣+ርእሰይ እውን ከቶ ኣይምኣበዮን።+ ብግዜ መዓቶም እኳ ገና ኽጽሊ እየ። ምሳሌ 15:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እቲ ህይወት ዚህብ መግናሕቲ ዚሰምዕ፡ኣብ መንጎ ጥበበኛታት ይነብር።+
5 ጻድቕ እንተ ዚወቕዓኒ፡ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ምዀነ፣+እንተ ዚገንሓኒ፡ ኣብ ርእሰይ ከም ዘይቲ ምዀነ፣+ርእሰይ እውን ከቶ ኣይምኣበዮን።+ ብግዜ መዓቶም እኳ ገና ኽጽሊ እየ።