መክብብ 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ግናኸ፡ ነቲ ኣእዳወይ ዝገበራኦ ዅሉ ዕዮን ነቲ ኽዓምሞ ዝጸዓርክዎ ዅሉ ጻዕርን ምስ ሓሰብኩሉ፡+ ኵሉ ኸንቱ፡ ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይ ምዃኑ ረኣኹ፣+ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ናይ ሓቂ ዋጋ ዘለዎ* የልቦን።+ ማቴዎስ 16:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ* እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧+ ወይስ ሰብ ኣብ ክንዲ ህይወቱ* እንታይ ይህብ፧+ ዮሃንስ 6:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ንዚበላሾ ምግቢ ዘይኰነስ፡ ነቲ ወዲ ሰብ ዚህበኩም ንህይወት ዘለኣለም ዚነብር ምግቢ ዕየዩ፣+ ከመይሲ፡ ኣቦ፡ ንሱ ኸኣ ኣምላኽ፡ ንዕኡ ዘለዎ ስምረት ንምግላጽ ሓቲምዎ እዩ” ኢሉ መለሰሎም።+
11 ግናኸ፡ ነቲ ኣእዳወይ ዝገበራኦ ዅሉ ዕዮን ነቲ ኽዓምሞ ዝጸዓርክዎ ዅሉ ጻዕርን ምስ ሓሰብኩሉ፡+ ኵሉ ኸንቱ፡ ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይ ምዃኑ ረኣኹ፣+ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ናይ ሓቂ ዋጋ ዘለዎ* የልቦን።+
27 ንዚበላሾ ምግቢ ዘይኰነስ፡ ነቲ ወዲ ሰብ ዚህበኩም ንህይወት ዘለኣለም ዚነብር ምግቢ ዕየዩ፣+ ከመይሲ፡ ኣቦ፡ ንሱ ኸኣ ኣምላኽ፡ ንዕኡ ዘለዎ ስምረት ንምግላጽ ሓቲምዎ እዩ” ኢሉ መለሰሎም።+