መክብብ 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሰብ ካብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝጸዓረሉዅሉ ጻዕሪ እንታይ ረብሓ ይረክብ፧+ መክብብ 2:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኵሉ ኸንቱ፡+ ደድሕሪ ንፋስ ምጕያይ እዩ እሞ፡+ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዚግበር ዘበለ ዅሉ ጭንቂ ስለ ዝመሰለኒ፡ ንህይወት ጸላእክዋ።+