መሃልየ መሃልይ 1:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ኣነስ ጸላም እየ፣ግናኸ፡ ከም ድንኳናት ቄዳር፡+ ከም ዓለባ ድንኳናት+ ሰሎሞን ምጭውቲ እየ። መሃልየ መሃልይ 6:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ‘ከም ወጋሕታ እትበርህ፡*ከም ምልእቲ ወርሒ ጽብቕቲ፡ከም ብርሃን ጸሓይ ንጽህቲኣብ ዙርያ ሰንደቕ ዕላማኦም ከም ዘለዉ ሰራዊት መሳጢት ዝዀነት እዚኣ መን እያ፧’”+
10 ‘ከም ወጋሕታ እትበርህ፡*ከም ምልእቲ ወርሒ ጽብቕቲ፡ከም ብርሃን ጸሓይ ንጽህቲኣብ ዙርያ ሰንደቕ ዕላማኦም ከም ዘለዉ ሰራዊት መሳጢት ዝዀነት እዚኣ መን እያ፧’”+