ኣስቴር 2:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ነፍሲ ወከፍ ጓል ነቲ ንኣንስቲ እተሰርዐ ናይ 12 ወርሒ ኽንክን ምስ ወድአት፡ ናብ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ክትኣቱ ተራ ይበጽሓ ነበረ። ከመይሲ፡ ነቲ ንጽባቐ ዜድሊ ኽንክን* በዚ ኸምዚ፡ ማለት ሽዱሽተ ወርሒ ብዘይቲ ኸርበ፡+ ሽዱሽተ ወርሒ ብዘይቲ በለሳን፡+ ከምኡ ድማ ንኽንክን ጽባቐ* ብዚኸውን እተፈላለየ ቕብእታት ትፍጽሞ ነበረት። መሃልየ መሃልይ 1:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ንጉስ ኣብ መኣዱ ተቐሚጡ ኸሎ፡ሽቶይ*+ መዓዛኡ ይህብ።
12 ነፍሲ ወከፍ ጓል ነቲ ንኣንስቲ እተሰርዐ ናይ 12 ወርሒ ኽንክን ምስ ወድአት፡ ናብ ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ክትኣቱ ተራ ይበጽሓ ነበረ። ከመይሲ፡ ነቲ ንጽባቐ ዜድሊ ኽንክን* በዚ ኸምዚ፡ ማለት ሽዱሽተ ወርሒ ብዘይቲ ኸርበ፡+ ሽዱሽተ ወርሒ ብዘይቲ በለሳን፡+ ከምኡ ድማ ንኽንክን ጽባቐ* ብዚኸውን እተፈላለየ ቕብእታት ትፍጽሞ ነበረት።