ዘጸኣት 32:32, 33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ሕጂ ድማ ፍቓድካ እንተ ዀይኑ፡ ሓጢኣቶም ሕደገሎም፣+ እንተ ዘይኰነ፡ ካብቲ ዝጸሓፍካዮ መጽሓፍካ በጃኻ ደምስሰኒ” በሎ።+ 33 የሆዋ ግና ንሙሴ፡ “ነቲ ዝበደለኒ ደኣ ኻብ መጽሓፈይ እድምስሶ።
32 ሕጂ ድማ ፍቓድካ እንተ ዀይኑ፡ ሓጢኣቶም ሕደገሎም፣+ እንተ ዘይኰነ፡ ካብቲ ዝጸሓፍካዮ መጽሓፍካ በጃኻ ደምስሰኒ” በሎ።+ 33 የሆዋ ግና ንሙሴ፡ “ነቲ ዝበደለኒ ደኣ ኻብ መጽሓፈይ እድምስሶ።