መዝሙር 78:69 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 69 ንመቕደሱ ኸም ሰማያት፡*+ከምታ ንዘለኣለም ዝሰረታ ምድሪ ጽንዕቲ ገበራ።+ መዝሙር 104:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንምድሪ ኣብ መሰረታታ ሰረታ፣+ንዘለኣለመ ኣለም ካብ ቦታኣ ኣይትነቓነቕን* እያ።+ መዝሙር 119:90 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 90 ተኣማንነትካ ንውሉድ ወለዶ እዩ።+ ንምድሪ ኣጽኒዕካያ ኢኻ፣ ንሳ እውን ትቐውም።+ ምሳሌ 3:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 የሆዋ ንምድሪ ብጥበብ ሰረታ።+ ንሰማያት ከኣ ብምስትውዓል ኣቘሞ።+