መዝሙር 137:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣብኡስ ማረኽትና ኽንዝምረሎም ሓተቱና፣+እቶም ዜላግጹልና ኸኣ መዘናግዒ ደልዮም፡“ሓደ ኻብ መዝሙራት ጽዮን ዘምሩልና” በሉና። ኤርምያስ 50:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+
17 “ህዝቢ እስራኤልሲ ፋሕ ዝበሉ ኣባጊዕ እዮም።+ ኣናብስ በቲኖምዎም እዮም።+ ቅድም፡ ንጉስ ኣሶር በሊዕዎም፣+ ድሕሪኡ፡ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ንኣዕጽምቶም ቈራጢምዎ።+