-
ኤርምያስ 23:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 “እቶም ንኣባጊዕ መጓሰይ ዜጥፍኡን ፋሕ ዜብሉን ጓሶት፡ ወይለኦም!” ይብል የሆዋ።+
-
-
ህዝቅኤል 34:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ጓሳ ስለ ዘይነበረ፡ ፋሕ ኢለን፣+ እወ፡ ፋሕ ኢለን፡ ንዅሉ ኣራዊት መሮር እውን ምግቢ ዀይነን።
-