መዝሙር 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ ኣብ ጽዮን፡+ ኣብ ቅዱስ ከረነይ፡ንጉሰይ ሸይመ ኣለኹ” ይብል።+ መዝሙር 110:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 110 የሆዋ ንጐይታይ፡“ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ።+ ኢሳይያስ 9:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ። ማቴዎስ 28:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ ኣሎ።+
6 ውሉድሲ ተወሊዱልና፣+ወዲ ተዋሂቡና፣ግዝኣት* ከኣ ኣብ መንኵቡ ኪኸውን እዩ።+ ስሙ ድማ ግሩም መኻሪ፡+ ብርቱዕ ኣምላኽ፡+ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪብሃል እዩ።