ዘፍጥረት 49:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሺሎ* ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ካብ ይሁዳ ዘንጊ፡ ካብ መንጎ ኣእጋሩ ኸኣ በትሪ ኣዛዚ ኣይኪፍለን እዩ፣+ ተኣዛዝነት ህዝብታት ናቱ እዩ።+ መዝሙር 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ኣነ ኣብ ጽዮን፡+ ኣብ ቅዱስ ከረነይ፡ንጉሰይ ሸይመ ኣለኹ” ይብል።+ ዘካርያስ 6:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ቤተ መቕደስ የሆዋ ዚሃንጽ ንሱ እዩ፣ ግርማ ዚረክብ እውን ንሱ እዩ። ኣብ ዝፋኑ ተቐሚጡ ድማ ኪገዝእ፡ ኣብ ዝፋኑ ኸኣ ካህን ኪኸውን፡+ ኣብ መንጎ ኽልቲኡ* እውን ሰላማዊ ስምምዕ ኪኸውን እዩ። ሉቃስ 22:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+ ራእይ 19:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብ ክዳኑን ኣብ ሰለፉን ከኣ፡ ንጉሰ ነገስትን ጐይታ ጐይተትን ዚብል ጽሑፍ ስም ኣለዎ።+
13 ቤተ መቕደስ የሆዋ ዚሃንጽ ንሱ እዩ፣ ግርማ ዚረክብ እውን ንሱ እዩ። ኣብ ዝፋኑ ተቐሚጡ ድማ ኪገዝእ፡ ኣብ ዝፋኑ ኸኣ ካህን ኪኸውን፡+ ኣብ መንጎ ኽልቲኡ* እውን ሰላማዊ ስምምዕ ኪኸውን እዩ።