ማርቆስ 15:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ክልተ ኸተርቲ ኸኣ፡ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ድማ ብጸጋሙ ምስኡ ሰቐሉ።+ ሉቃስ 22:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 እቲ፡ ‘ምስ ጠሓስቲ ሕጊ ተቘጺሩ’ ዚብል ጽሑፍሲ ኣባይ ኪፍጸም ኣለዎ።+ እቲ ብዛዕባይ እተባህለስ፡ ይፍጸም ኣሎ።”+ ሉቃስ 23:32, 33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ንኽልተ ኻልኦት ገበነኛታት እውን፡ ምስኡ ኪቕተሉ ኣምጽእዎም።+ 33 ቀረንቀራ ናብ እትብሃል ቦታ ምስ በጽሑ፡+ ንዕኡን ነቶም ገበነኛታትን ሰቐልዎም፣ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ብጸጋሙ ገይሮም እውን ሰቐልዎም።+
32 ንኽልተ ኻልኦት ገበነኛታት እውን፡ ምስኡ ኪቕተሉ ኣምጽእዎም።+ 33 ቀረንቀራ ናብ እትብሃል ቦታ ምስ በጽሑ፡+ ንዕኡን ነቶም ገበነኛታትን ሰቐልዎም፣ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ብጸጋሙ ገይሮም እውን ሰቐልዎም።+