-
ህዝቅኤል 10:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ክጥምት ከለኹ ኸኣ፡ ኣብ ጥቓ እቶም ኪሩቤል ኣርባዕተ መንኰርኰር፡ ኣብ ጥቓ ነፍሲ ወከፍ ኪሩብ ሓደ መንኰርኰር ነበረ፣ ትርኢት እቲ መንኰራዅር ድማ ከም እምኒ ክሪሶሊት ዜንጸባርቕ ነበረ።+
-
-
ህዝቅኤል 10:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 ኵሉ ሰብነቶምን ዝባኖምን ኣእዳዎምን ኣኽናፎምን እቲ መንኰራዅርን ኵሉ እቲ ናይ ኣርባዕቲኦም መንኰራዅርን ብዙርያኡ ኣዒንቲ መሊእዎ ነበረ።+
-