ዘካርያስ 8:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት+ ንሓደ ኣይሁዳዊ* ወለል ዚብል ክዳኑ* ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡+ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና”+ ኺብልዎ እዮም።’”
23 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘በተን መዓልትታት እቲአን፡ ካብ ኵሉ ቛንቋታት ኣህዛብ ዝዀኑ ዓሰርተ ሰባት+ ንሓደ ኣይሁዳዊ* ወለል ዚብል ክዳኑ* ሒዞም፡ እወ ኣጽኒዖም ሒዞም፡ “ኣምላኽ ምሳኻትኩም ከም ዘሎ ሰሚዕና ኢና እሞ፡+ ምሳኻትኩም ክንከይድ ንደሊ ኢና”+ ኺብልዎ እዮም።’”