ሚክያስ 7:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እሙን ካብ ምድሪ ጠፊኡ፣ኣብ መንጎ ሰባት፡ ሓደ እኳ ቕኑዕ የልቦን።+ ኵላቶም ደም ኬፍስሱ የድብዩ።+ ነፍሲ ወከፍ ንሓዉ ብመርበብ ይሃድኖ።