ኢሳይያስ 59:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣእጋሮም ናብ ክፍኣት ይጐይያ፣ንጹህ ደም ናብ ምፍሳስ ከኣ ይቕልጥፉ።+ ሓሳባቶም ሓሳብ ጕድኣት እዩ፣ጥፍኣትን ጸበባን ኣብ መገድታቶም ኣሎ።+