ኤርምያስ 33:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ‘እንሆ፡ ክፍውሳን ከጥዕያን እየ።+ ከሕውዮም፡ ብዙሕ ሰላምን ሓቅን ድማ ክገልጸሎም እየ።+ ሆሴእ 14:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ጥልመቶም ከሕዊ እየ።+ ቍጥዓይ ካባታቶም ስለ እተመልሰ፡+ብፍታወይ ከፍቅሮም እየ።+