ኢሳይያስ 30:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ብርሃን ምልእቲ ወርሒ ኸኣ ከም ብርሃን ጸሓይ ኪኸውን እዩ፣ በታ የሆዋ ንመስበርቲ ህዝቡ ዚዝንነላን+ ንቝስሊ መውቃዕቱ ዜሕውየላን+ መዓልቲ ድማ፡ ብርሃን ጸሓይ፡ ከም ብርሃን ሸውዓተ መዓልቲ፡ ሸውዓተ ዕጽፊ ኪኸውን እዩ።+ ኤርምያስ 30:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 “ድርብይቲ፡ ‘ሓደ እኳ ዘይደልያ ጽዮን፡’+ኢሎም እኳ እንተ ጸውዑኺ፡ኣነ ግና ከጥዕየክን ቍስልኺ ኸሕውን እየ”+ ይብል የሆዋ።
26 ብርሃን ምልእቲ ወርሒ ኸኣ ከም ብርሃን ጸሓይ ኪኸውን እዩ፣ በታ የሆዋ ንመስበርቲ ህዝቡ ዚዝንነላን+ ንቝስሊ መውቃዕቱ ዜሕውየላን+ መዓልቲ ድማ፡ ብርሃን ጸሓይ፡ ከም ብርሃን ሸውዓተ መዓልቲ፡ ሸውዓተ ዕጽፊ ኪኸውን እዩ።+