ኢሳይያስ 49:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+
10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+