መዝሙር 149:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 የሆዋስ ብህዝቡ ባህ ይብሎ እዩ።+ ንዓቃላት* ብድሕነት ይስልሞም እዩ።+ ኢሳይያስ 52:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ዘይግዙርን ርኹስን ደጊም ናባኺ ኣይኪኣቱን እዩ እሞ፡+ኣቲ ጽዮን፡ ንቕሒ! ንቕሒ! ብርታዐ ልበሲ!+ ኣቲ የሩሳሌም፡ ኣቲ ቕድስቲ ኸተማ፡ ጽቡቕ ክዳውንትኺ ተኸደኒ!+ ኢሳይያስ 55:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እንሆ፡ ንዘይትፈልጦ ህዝቢ ኽትጽውዕ ኢኻ፣ምእንቲ የሆዋ ኣምላኽካ፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ፡—ንሱ ኬኽብረካ እዩ እሞ፡+—ዘይፈልጠካ ህዝቢ ናባኻ ኺጐዪ እዩ።
52 ዘይግዙርን ርኹስን ደጊም ናባኺ ኣይኪኣቱን እዩ እሞ፡+ኣቲ ጽዮን፡ ንቕሒ! ንቕሒ! ብርታዐ ልበሲ!+ ኣቲ የሩሳሌም፡ ኣቲ ቕድስቲ ኸተማ፡ ጽቡቕ ክዳውንትኺ ተኸደኒ!+
5 እንሆ፡ ንዘይትፈልጦ ህዝቢ ኽትጽውዕ ኢኻ፣ምእንቲ የሆዋ ኣምላኽካ፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ድማ፡—ንሱ ኬኽብረካ እዩ እሞ፡+—ዘይፈልጠካ ህዝቢ ናባኻ ኺጐዪ እዩ።