ኢሳይያስ 43:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንሰሜን፡ ‘ሕደጎም!’ ክብሎ፡+ንደቡብ ከኣ፡ ‘ኣይትሓዞም። ንኣወዳተይ ካብ ርሑቕ፡ ንኣዋልደይ ድማ ካብ ወሰናት ምድሪ ኣምጽኣዮም፣+ 7 ብስመይ እተጸውዐ ዘበለ ዅሉ፡+ንኽብረይ ዝፈጠርክዎንዝደኰንክዎን ዝገበርክዎን ኣምጽእ’ ክብሎ እየ።+
6 ንሰሜን፡ ‘ሕደጎም!’ ክብሎ፡+ንደቡብ ከኣ፡ ‘ኣይትሓዞም። ንኣወዳተይ ካብ ርሑቕ፡ ንኣዋልደይ ድማ ካብ ወሰናት ምድሪ ኣምጽኣዮም፣+ 7 ብስመይ እተጸውዐ ዘበለ ዅሉ፡+ንኽብረይ ዝፈጠርክዎንዝደኰንክዎን ዝገበርክዎን ኣምጽእ’ ክብሎ እየ።+