ኢሳይያስ 61:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ከምቲ ምድሪ ብቋል እተውጽእ፡ከምቲ ስፍራ ኣታኽልቲ እውን ኣብኡ እተዘርአ ዜብቍልሲ፡ከምኡ ድማ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ጽድቅን+ ውዳሰን ኣብ ቅድሚ ዅሎም ኣህዛብ ኬብቍል እዩ።+ ኤርምያስ 33:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሳ ድማ ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ነቲ ኣነ ዝሃብክዎም ኵሉ ጽቡቕ ዝሰምዑ ኣህዛብ ምድሪ፡ ስም ፍስሃን ውዳሰን ጽባቐን ክትኰነኒ እያ።+ ንሳቶም ከኣ ብምኽንያት እቲ ዝህባ ዅሉ ጽቡቕን ሰላምን፡+ ኪርዕዱን ራዕራዕ ኪብሉን እዮም።’”+ ጸፎንያስ 3:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እንሆ፡ በቲ ግዜ እቲ ኣንጻር ኵሎም እቶም ዚጭቍኑኺ ስጕምቲ ኽወስድ እየ፣+ነታ እትሕንክስ ከድሕና፡+ነታ እተበተነት እውን ክእክባ እየ።+ ኣብ ኵሉ ምድሪ ሕፍረቶም፡ንውዳሰን ንስምን ክገብሮም እየ። 20 ንምሩኻትኩም ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ምስ መለስክዎም፡+ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምን ንውዳሰን ክገብረኩም እየ እሞ፡+በቲ ግዜ እቲ፡ ከምጽኣኩም፡በቲ ግዜ እቲ፡ ክእክበኩም እየ” ይብል የሆዋ።
11 ከምቲ ምድሪ ብቋል እተውጽእ፡ከምቲ ስፍራ ኣታኽልቲ እውን ኣብኡ እተዘርአ ዜብቍልሲ፡ከምኡ ድማ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ፡ጽድቅን+ ውዳሰን ኣብ ቅድሚ ዅሎም ኣህዛብ ኬብቍል እዩ።+
9 ንሳ ድማ ኣብ ቅድሚ ዅሎም እቶም ነቲ ኣነ ዝሃብክዎም ኵሉ ጽቡቕ ዝሰምዑ ኣህዛብ ምድሪ፡ ስም ፍስሃን ውዳሰን ጽባቐን ክትኰነኒ እያ።+ ንሳቶም ከኣ ብምኽንያት እቲ ዝህባ ዅሉ ጽቡቕን ሰላምን፡+ ኪርዕዱን ራዕራዕ ኪብሉን እዮም።’”+
19 እንሆ፡ በቲ ግዜ እቲ ኣንጻር ኵሎም እቶም ዚጭቍኑኺ ስጕምቲ ኽወስድ እየ፣+ነታ እትሕንክስ ከድሕና፡+ነታ እተበተነት እውን ክእክባ እየ።+ ኣብ ኵሉ ምድሪ ሕፍረቶም፡ንውዳሰን ንስምን ክገብሮም እየ። 20 ንምሩኻትኩም ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ምስ መለስክዎም፡+ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ምድሪ ንስምን ንውዳሰን ክገብረኩም እየ እሞ፡+በቲ ግዜ እቲ፡ ከምጽኣኩም፡በቲ ግዜ እቲ፡ ክእክበኩም እየ” ይብል የሆዋ።