ዘዳግም 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የግዳስ፡ የሆዋ ስለ ዘፍቀረኩምን እቲ ንኣቦታትኩም ዝመሓለሎም ማሕላ+ ስለ ዝሓለወን እዩ የሆዋ ብሓያል ኢድ ዘውጽኣኩም፡ ካብ ቤት ባርነት፡ ካብ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ እተበጀወኩም።+
8 የግዳስ፡ የሆዋ ስለ ዘፍቀረኩምን እቲ ንኣቦታትኩም ዝመሓለሎም ማሕላ+ ስለ ዝሓለወን እዩ የሆዋ ብሓያል ኢድ ዘውጽኣኩም፡ ካብ ቤት ባርነት፡ ካብ ኢድ ፈርኦን ንጉስ ግብጺ ድማ እተበጀወኩም።+