-
2 ነገስት 16:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ንጉስ ኣሓዝ ድማ ንቲግላት-ጲሌሰር ንጉስ ኣሶር ኪቕበሎ ናብ ደማስቆ ኸደ። ነቲ ኣብ ደማስቆ ዝነበረ መሰውኢ ምስ ረኣዮ፡ ንጉስ ኣሓዝ ንኻህን ኡርያ፡ ናይቲ መሰውኢ ምስልን ኣሰራርሓን ዜርኢ ንድፊ ሰደደሉ።+