-
ማቴዎስ 1:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 እሴይ ንንጉስ ዳዊት ወለደ።+
ዳዊት ካብ ሰበይቲ ኡርያ ንሰሎሞን ወለደ፣+
-
ሉቃስ 3:23መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
23 የሱስ+ ዕዮኡ ኺጅምር ከሎ፡ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ነበረ፣+ ወዲ ዮሴፍ+ ድማ ይመስሎም ነበረ፡
ወዲ ሄሊ፡
-
ሉቃስ 3:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 ወዲ እሴይ፡+
ወዲ ዖቤድ፡+
ወዲ ቦኣዝ፡+
ወዲ ሰልሞን፡+
ወዲ ነኣሶን፡+
-
-
-
-
-