ኢሳይያስ 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ካብ ጕርማጽ እሴይ፡+ ውልዶ ኺበቍል፡+ካብ ሱሩ ዝወጸ ብቋል+ ድማ ፍረ ኼፍሪ እዩ። ኢሳይያስ 11:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሱር እሴይ፡+ ሰንደቕ ዕላማ ህዝብታት ኰይኑ ኪቐውም እዩ።+ ኣህዛብ መምርሒ ደልዮም ናብኡ ኼብሉ እዮም፣*+መዕረፊኡ ድማ ክቡር ኪኸውን እዩ። ማቴዎስ 12:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 እወ፡ ኣህዛብ ብስሙ ተስፋ ኺገብሩ እዮም።”+
10 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሱር እሴይ፡+ ሰንደቕ ዕላማ ህዝብታት ኰይኑ ኪቐውም እዩ።+ ኣህዛብ መምርሒ ደልዮም ናብኡ ኼብሉ እዮም፣*+መዕረፊኡ ድማ ክቡር ኪኸውን እዩ።