ራእይ 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ናብ መልኣኽ ጉባኤ ሎዲቅያ ጽሓፍ፦+ እቲ ኣሜን፡+ እሙንን ናይ ሓቅን*+ ምስክር፡+ መጀመርታ ፍጥረት ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፦+