መዝሙር 119:165 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 165 እቶም ሕግኻ ዜፍቅሩ ብዙሕ ሰላም ኣለዎም፣+ዜዐንቅፎም ከኣ የልቦን።* ኢሳይያስ 54:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኵሎም ደቅኺ ብየሆዋ ኺምሃሩ እዮም፣+ሰላም ደቅኺ እውን ብዙሕ ኪኸውን እዩ።+ ፊልጲ 4:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጸሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡+ ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ፣+ 7 እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ ሰላም+ ኣምላኽ ድማ ንልብኹምን+ ንኣእምሮኹምን* ብክርስቶስ የሱስ ኪሕልዎ እዩ።
6 ብዛዕባ ዅሉ ነገር ደኣ ልማኖኹም ብጸሎትን ብምህለላን ምስ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡+ ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ፣+ 7 እቲ ኻብ ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ ሰላም+ ኣምላኽ ድማ ንልብኹምን+ ንኣእምሮኹምን* ብክርስቶስ የሱስ ኪሕልዎ እዩ።