ኢሳይያስ 60:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 የሆዋ ዘለኣለማዊ ብርሃን ኪዀነልኪ፡+መዓልትታት ሓዘንኪ ድማ ኪውድኣ እየን እሞ፡+ጸሓይኪ ደጊም ኣይክትዓርብን፡ወርሕኺ እውን ኣይክትጐድልን እያ። ራእይ 21:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ነታ ኸተማ፡ ክብሪ ኣምላኽ ኣብሪሁላ፡+ መብራህታ እውን እቲ ገንሸል እዩ እሞ፡+ ጸሓይ ወይ ወርሒ ኼብርሃላ ኣየድልያን እዩ። ራእይ 22:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ኬብርሃሎም እዩ እሞ፡+ ደጊም ለይቲ ኣይኪኸውንን፡+ መብራህቲ ዀነ ብርሃን ጸሓይ ኣይኬድልዮምን እዩ፣ ንዘለኣለመ ኣለም ከኣ ኪነግሱ እዮም።+
5 የሆዋ* ኣምላኽ ድማ ኬብርሃሎም እዩ እሞ፡+ ደጊም ለይቲ ኣይኪኸውንን፡+ መብራህቲ ዀነ ብርሃን ጸሓይ ኣይኬድልዮምን እዩ፣ ንዘለኣለመ ኣለም ከኣ ኪነግሱ እዮም።+