2 ነገስት 19:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ከመይሲ፡ እቲ ዝነደርካለይን+ ዝጨደርካለይን ናብ ኣእዛነይ በጺሑ እዩ።+ ስለዚ፡ ዓንቃሪቦይ ኣብ ኣፍንጫኻ፡ ልጓመይ+ ድማ ኣብ መንጎ ኸናፍርካ ኽገብር፡በታ ዝመጻእካላ መገዲ ኸኣ ክመልሰካ እየ።”+ መዝሙር 32:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ከምቲ ናባኻ ቕድሚ ምምጻኡከይፋንን ተባሂሉ ብልጓም ወይ ብልባብ ዚግራሕኣእምሮ ዘይብሉ ፈረስ ወይ በቕሊ ኣይትኹኑ።”+
28 ከመይሲ፡ እቲ ዝነደርካለይን+ ዝጨደርካለይን ናብ ኣእዛነይ በጺሑ እዩ።+ ስለዚ፡ ዓንቃሪቦይ ኣብ ኣፍንጫኻ፡ ልጓመይ+ ድማ ኣብ መንጎ ኸናፍርካ ኽገብር፡በታ ዝመጻእካላ መገዲ ኸኣ ክመልሰካ እየ።”+