መሳፍንቲ 5:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ የሆዋ፡ ካብ ሰዒር ምስ ወጻእካ፡+ካብ ሃገር ኤዶም ድማ ምስ ከድካ፡ምድሪ ኣንቀጥቀጠት፡ ሰማያት እውን ኣዝነሙ፡ደበናታት ከኣ ማይ ኣዝነሙ።