-
2 ነገስት 18:30መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
30 ህዝቅያስ ድማ፡ “የሆዋ ብርግጽ ኬናግፈና እዩ፡ እዛ ኸተማ እዚኣ ኸኣ ኣብ ኢድ ንጉስ ኣሶር ኣይክትውሃብን እያ” ኢሉ ብየሆዋ ኣየአምንኩም።+
-
-
2 ነገስት 18:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 የሆዋ ንየሩሳሌም ካብ ኢደይ ዜናግፋስ፡ ካብ ኵሎም ኣማልኽቲ ሃገራት ንምድሩ ኻብ ኢደይ ዘናገፈ መን ኣሎ፧”’”+
-