ኢሳይያስ 15:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ። ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ። ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+ ኤርምያስ 48:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “‘ካብ ሔስቦን+ ክሳብ ኤልዓለ+ ኣውያት ኣሎ። ክሳብ ያሃጽ፡+ ካብ ጾዓር ክሳብ ሖሮናይምን+ ክሳብ ኤግላት-ሸሊሽያንድምጾም ዓው የብሉ ኣለዉ። ማያት ኒምሪም እኳ ኺባድም እዩ።+
5 ልበይ ንሞኣብ የእውየላ ኣሎ። ህዱማታ ኽሳብ ጾዓርን+ ኤግላት-ሸሊሽያን+ ሃዲሞም ኣለዉ። ኣብ ዓቐበት ሉሒት ኪድይቡ ኸለዉ ይበኽዩ፡ናብ ሖሮናይም ኣብ ዚወስድ መገዲ እውን በቲ መዓት የእውዩ ኣለዉ።+
34 “‘ካብ ሔስቦን+ ክሳብ ኤልዓለ+ ኣውያት ኣሎ። ክሳብ ያሃጽ፡+ ካብ ጾዓር ክሳብ ሖሮናይምን+ ክሳብ ኤግላት-ሸሊሽያንድምጾም ዓው የብሉ ኣለዉ። ማያት ኒምሪም እኳ ኺባድም እዩ።+