ህዝቅኤል 25:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ጐድኒ* ሞኣብ፡ እተን ጽባቐ* ምድሩ ዝዀና ኣብ ወሰኑ ዘለዋ ኸተማታት፡ ማለት ቤት-የሺሞት፡ በዓል-ሜዖን፡ ክሳብ ቂርያታዪም+ ከቃልዕ እየ።