ዘሁልቍ 21:30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ንወርውረሎም፣ሔስቦን ክሳብ ዲቦን ክትጠፍእ እያ፣+ክሳብ ኖፋሕ ነጥፍኣያ፣ሓዊ ኽሳብ ሜድባ ኺዝርጋሕ እዩ።”+ እያሱ 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሙሴ ኸኣ ንነገድ ሮቤላውያን በብዓሌቶም ርስቲ ሃቦም፣ እያሱ 13:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ሔስቦንን ኵለን እተን ኣብ ከበሳ ዘለዋ ኸተማታትን፡+ ዲቦንን ባሞት-በዓልን ቤት-በዓል-ሜዖንን+ ኢሳይያስ 15:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኪበክስ ናብታ ቤትን* ናብ ዲቦንን፡+ናብ በረኽቲ ደዪቡ። ሞኣብ ኣብ ልዕሊ ኔቦን+ ኣብ ልዕሊ ሜድባን+ ዋይዋይ ትብል ኣላ። ኵሉ ርእሲ ተላጽዩ እተመልጠ፡+ ኵሉ ጭሕሚ ድማ ቍሩጽ እዩ።+
2 ኪበክስ ናብታ ቤትን* ናብ ዲቦንን፡+ናብ በረኽቲ ደዪቡ። ሞኣብ ኣብ ልዕሊ ኔቦን+ ኣብ ልዕሊ ሜድባን+ ዋይዋይ ትብል ኣላ። ኵሉ ርእሲ ተላጽዩ እተመልጠ፡+ ኵሉ ጭሕሚ ድማ ቍሩጽ እዩ።+