ዘፍጥረት 10:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ደቂ ያፌት፡ ጎሜርን+ ማጎግን+ ማዳይን ያዋንን ቱባልን+ ሜሴክን+ ቲራስን+ እዮም። 3 ደቂ ጎሜር፡ ኣሽከናዝን+ ሪፋትን ቶጋርማን+ እዮም። ኤርምያስ 50:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 “እንሆ፡ ህዝቢ ኻብ ሰሜን ይመጽእ ኣሎ፣ዓብዪ ህዝብን ዓበይቲ ነገስታትን+ካብ ግሉል ክፋላት ምድሪ ኺትንስኡ እዮም።+