ኢሳይያስ 65:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ስለዚ፡ ንሰይፊ ኽምድበኩም እየ፣+ኵላትኩም ከኣ ንማሕረዲ ኽትጕምብሑ ኢኹም፣+ከመይሲ፡ ጸዊዐ፡ ኣይመለስኩምን፡ተዛሪበ፡ ኣይሰማዕኩምን፣+ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ክፉእ ዘበለ ጌርኩም፡ባህ ዘየብለኒ ኸኣ ሓሪኹም ኢኹም።”+
12 ስለዚ፡ ንሰይፊ ኽምድበኩም እየ፣+ኵላትኩም ከኣ ንማሕረዲ ኽትጕምብሑ ኢኹም፣+ከመይሲ፡ ጸዊዐ፡ ኣይመለስኩምን፡ተዛሪበ፡ ኣይሰማዕኩምን፣+ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ ክፉእ ዘበለ ጌርኩም፡ባህ ዘየብለኒ ኸኣ ሓሪኹም ኢኹም።”+