1 ሳሙኤል 2:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ደቂ ኤሊ ኸኣ እኩያት ነበሩ፣+ ንየሆዋ ድማ ኣኽብሮት ኣይነበሮምን። ድጕዓ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ብሰንኪ ሓጢኣት ነብያታን ብሰንኪ ስሕተት ካህናታን ከምኡ ዀይና፣+ንሳቶምሲ ደም ጻድቃን ኣብ ማእከላ ኣፍሲሶም እዮም።+