ኢሳይያስ 30:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 “እቶም ነቓጻት ደቂ፡ ወይለኦም”+ ይብል የሆዋ፣“ንሳቶም ዘይናተይ ውጥናት ይፍጽሙ፣+ሓጢኣት ኣብ ልዕሊ ሓጢኣት ኪውስኹ ድማ፡ብመንፈሰይ ዘይኰነ ኺዳን ይተኣታተዉ።* 2 ኣብ ትሕቲ ዕቝባ* ፈርኦን ኬጽልሉ፡ኣብ ትሕቲ ጽላል ግብጺ ድማ ኪጽግዑ ኢሎም፡ከየማኸሩኒ*+ ናብ ግብጺ ይወርዱ!+
30 “እቶም ነቓጻት ደቂ፡ ወይለኦም”+ ይብል የሆዋ፣“ንሳቶም ዘይናተይ ውጥናት ይፍጽሙ፣+ሓጢኣት ኣብ ልዕሊ ሓጢኣት ኪውስኹ ድማ፡ብመንፈሰይ ዘይኰነ ኺዳን ይተኣታተዉ።* 2 ኣብ ትሕቲ ዕቝባ* ፈርኦን ኬጽልሉ፡ኣብ ትሕቲ ጽላል ግብጺ ድማ ኪጽግዑ ኢሎም፡ከየማኸሩኒ*+ ናብ ግብጺ ይወርዱ!+