-
ኤርምያስ 19:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ነዛ ኸተማ እዚኣ ኸኣ መሰክሕን መፋጸይን ክገብራ እየ። ብእኣ ዚሓልፍ ዘበለ ዅሉ ብዅሉ መዓታ ሰኪሑ ኺጥምታን ኬፋጽን እዩ።+
-
-
ሚክያስ 6:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ንስኻትኩምሲ ሕጊ ዖምሪን ኵሉ ግብሪ ቤት ኣከኣብን ትሕልዉ፡+
ከም ምኽሮም ከኣ ትመላለሱ ኢኹም።
-