-
መዝሙር 44:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ንጐረባብትና መጻረፊ፡
ኣብ ዙርያና ንዘለዉ ድማ መላገጽን መባጨውን ጌርካና።
-
-
ኤርምያስ 51:51መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
51 “ባጫ ሰሚዕና ኢና እሞ፡ ሓፊርና ኣለና።
ጓኖት ኣንጻር መቕደስ ቤት የሆዋ መጺኦም እዮም እሞ፡+
ውርደት ንገጽና ሸፊንዎ ኣሎ።”
-