ኤርምያስ 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንስኻትኩም ግና እዚ ዅሉ ትገብሩ ኣለኹም’ ይብል የሆዋ፡ ‘ደጋጊመ* እኳ እንተ ተዛረብኩኹም ድማ፡ ኣይሰማዕኩምን።+ ጸዊዐኩም፡ ግናኸ ኣይመለስኩምን።+ ኤርምያስ 13:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እዞም ቃላተይ ምእዛዝ ዚኣብዩን+ ብንቕጽና ንልቦም ዚስዕቡን+ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ዚስዕቡን ዜገልግልዎምን ዚሰግዱሎምን እኩያት ህዝቢ፡ ከምዛ ዕጣቕ እዚኣ ጠሪሶም ዘይጠቕሙ ኪዀኑ እዮም።’
10 እዞም ቃላተይ ምእዛዝ ዚኣብዩን+ ብንቕጽና ንልቦም ዚስዕቡን+ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ዚስዕቡን ዜገልግልዎምን ዚሰግዱሎምን እኩያት ህዝቢ፡ ከምዛ ዕጣቕ እዚኣ ጠሪሶም ዘይጠቕሙ ኪዀኑ እዮም።’