-
ህዝቅኤል 18:30መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
30 “‘ስለዚ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ንነፍሲ ወከፍኩም ከከም መገድታትኩም ክፈርደኩም እየ’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ‘ተመለሱ፣ እወ፡ በደልቲ ዚገብረኩም መዐንቀፊ ኸይኰነኩምሲ፡ ካብ ኵሉ ኣበሳኹም ጠሪስኩም ተመለሱ።
-