ህዝቅኤል 18:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 “‘ብሞት እኩይዶ ባህ ይብለኒ እዩ፧’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። ‘ካብ መገድታቱ ተመሊሱ ብህይወት ኪነብር ደይኰንኩን ዝመርጽ፧’+ 1 ጢሞቴዎስ 2:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ መድሓኒና ኣምላኽ+ ሰናይን ቅቡልን እዩ፣ 4 ንሱ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን+ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ።