ዘሌዋውያን 26:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ኪዳነይ ብምፍራስኩም ሕነ ዚፈዲ ሰይፊ ኣብ ልዕሌኹም ኬምጽእ እየ።+ ኣብ ከተማታትኩም እንተ ተኣኪብኩም፡ ናብ ማእከልኩም ሕማም ክሰድድ እየ፡+ ናብ ኢድ ጸላኢ ድማ ክትውሃቡ ኢኹም።+ ኢሳይያስ 5:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣብ ርሑቕ ንዘለዉ ህዝቢ ሰንደቕ ዕላማ ኣልዒሉሎም፡+ካብ ወሰናት ምድሪ ኺመጹ ድማ ኣፋጽዩሎም ኣሎ፣+እንሆ ኸኣ፡ ብልዑል ፍጥነት ይመጹ ኣለዉ።+ ኤርምያስ 1:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከመይሲ፡ ‘ንዅሎም ዓሌታት መንግስትታት ሰሜን እጽውዖም ኣለኹ’ ይብል የሆዋ፡+‘ንሳቶም ከኣ ኪመጹ፣ነፍሲ ወከፍ ድማ ኣብ መእተዊ እቲ ኣፍ ደገታት የሩሳሌም፡+ኣብ ዙርያ እቲ መካበብያኣንኣብ ኵሉ ኸተማታት ይሁዳን ዝፋኑ ኬቕውም እዩ።+
25 ኪዳነይ ብምፍራስኩም ሕነ ዚፈዲ ሰይፊ ኣብ ልዕሌኹም ኬምጽእ እየ።+ ኣብ ከተማታትኩም እንተ ተኣኪብኩም፡ ናብ ማእከልኩም ሕማም ክሰድድ እየ፡+ ናብ ኢድ ጸላኢ ድማ ክትውሃቡ ኢኹም።+
15 ከመይሲ፡ ‘ንዅሎም ዓሌታት መንግስትታት ሰሜን እጽውዖም ኣለኹ’ ይብል የሆዋ፡+‘ንሳቶም ከኣ ኪመጹ፣ነፍሲ ወከፍ ድማ ኣብ መእተዊ እቲ ኣፍ ደገታት የሩሳሌም፡+ኣብ ዙርያ እቲ መካበብያኣንኣብ ኵሉ ኸተማታት ይሁዳን ዝፋኑ ኬቕውም እዩ።+