ሚክያስ 1:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ብዘመን ዮታምን+ ኣሓዝን+ ህዝቅያስን+ ነገስታት ይሁዳ፡+ ናብ ሚክያስ*+ ብዓል ሞረሸት ዝመጸ፡ ብዛዕባ ሰማርያን የሩሳሌምን ከኣ ብራእይ ዝረኣዮ ቓል የሆዋ፦
1 ብዘመን ዮታምን+ ኣሓዝን+ ህዝቅያስን+ ነገስታት ይሁዳ፡+ ናብ ሚክያስ*+ ብዓል ሞረሸት ዝመጸ፡ ብዛዕባ ሰማርያን የሩሳሌምን ከኣ ብራእይ ዝረኣዮ ቓል የሆዋ፦