-
ኤርምያስ 21:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ኣነ ባዕለይ ከኣ ብዝርግሕቲ ኢድን ብሓያል ቅልጽምን፡ ብዅራን ብነድርን ብዓብዪ ቝጥዓን ክዋግኣኩም እየ።+
-
-
ህዝቅኤል 15:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ገጸይ ናባታቶም ክገብር እየ። ካብ ሓዊ ኣምሊጦም ኣለዉ፣ ግናኸ፡ ሓዊ ኺበልዖም እዩ። ገጸይ ናባታቶም ምስ ገበርኩ ኸኣ፡ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ክትፈልጡ ኢኹም።’”+
-